. . . .
Print

እንኳዕ ናብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን፣ መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ በደሓን መፁ 

ቢሮ ኮንስትራክሽን ፡ መንገድን ትራንስፖርት ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ኮንስትራክሽን፡ መንገድን ትራንስፖርትን ከምኡ እውን ተዛመድቲ ስራሕቲ ዝነጥፍ መንግስታዊ አካል እዩ። ስራሕቲ እቲ ቢሮ ብስልጡን ኣገባብ ብምክያድ ናይቲ ክልል ናይ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ናይ ስራሕ ትልሚ የፈፅም።

 

Copyright©2012 Tigray Bureau of Construction, Road and Transport. All rights reserved.